Tigre Dictionaries · ትግረ → Arabic

Tigre–Arabic ትግረ Dictionary

A searchable parallel phrasebook from Tigre (a Semitic language of Eritrea and eastern Sudan, in the Ge’ez script) into Arabic.

Tigre (ትግረ)Arabic (العربية)
ዚሪ ልትረኤ ኢገብአ።أصبح زيري غير مرئي.
ዚሪ ልትኣመር ህለ።زيري يتعرّق.
ዚሪ ልትዘከር።زيري يتذكّر.
ዚሪ ልትደረብ ሀለ።زيري يتدرب.
ዚሪ ልትደረብ ዐለ።كان زيري يتدرب؟
ዚሪ ልትፈረጅ ዐለ።نظر زيري.·شاهد زيري.·كان زيري ينظر.·كان زيري يشاهد.
ዚሪ ልትፈረጅ።زيري يشاهد.
ዚሪ ሎሀ ሂገ ሰምዐ።سمع زيري ذلك الكلام.
ዚሪ ሎሀ ህግየ ሰምዐ።سمع زيري ذلك الكلام.
ዚሪ ሎሀ ለሐዜ።زيري يريد ذلك.
ዚሪ ሎሀ ለአምር።زيري يعرف ذلك.·زيري يعلم ذلك.
ዚሪ ሎሀ ነስአ።أخذ زيري ذلك.
ዚሪ ሎሂ ለሐዜ።زيري يريد ذلك.
ዚሪ ሎሂ ሕብር ሐረ።اختار زيري ذلك اللون.
ዚሪ ሎሂ ቪድዮ ረክበ።وجد زيري ذلك الفيديو.
ዚሪ ሎሂ አብጠረ ።أوقف زيري ذلك.
ዚሪ ሎሂ አዳም ረአ።رأى زيري أولائك النّاس.
ዚሪ ሎሂ ከልብ ክም ኢለአዝዩ ለአምር።زيري يعلم أن ذلك الكلب لن يؤذيه.
ዚሪ ሎሂ ኩብሪ ተዐደ።عبر زيري ذلك الجسر.
ዚሪ ሎሂ ወነን አፍረሀ።أخاف زيري ذلك النمر.
ዚሪ ሎሆም ሰብ ረአ።رأى زيري أولائك النّاس.
ዚሪ ሐሊብ ሰተ።شرب زيري الحليب.
ዚሪ ሐሊብ ቡ።زيري عنده حليب.
ዚሪ ሐልፌኒ።مرّ زيري بجانبي.
ዚሪ ሐማቱ አቤ "ወምን ኢአብየ?"زيري يكره نسيبته. "و من لا يكرهها؟"
ዚሪ ሐምቅ ቱ።زيري ضعيف.
ዚሪ ሐረስታይ ገብአ።أصبح زيري مزارعا.
ዚሪ ሐሬ እግል ልብለስ ቱ።سيجيب زيري لاحقا.
ዚሪ ሐርቀ።غضب زيري.
ዚሪ ሐሰ፡كذب زيري.
ዚሪ ሐሸክሸኮት ብዕደት ሰምዐ።سمع زيري همسة أخرى.
ዚሪ ሐሺል ነክሸዩ።زيري عضه ثعلب.
ዚሪ ሐሺሽ ለአተንን።زيري يدخن الحشيش.
ዚሪ ሐሺሽ ሰቴ።زيري يدخن الحشيش.
ዚሪ ሐቆ ገሰ ምን ገብእ ክሉ እግል ልፍረስቱ::إن غادر زيري، فسينهار كل شيء.
ዚሪ ሐበት ኢረአ ወ ኢሰምዐ።زيري لم يرى و لم يسمع شيئا.
ዚሪ ሐቴ ለአትሐዝዩ::زيري بحاجة لواحد.·زيري يحتاج واحدا.
ዚሪ ሐቴ ኢረአ ወ ኢሰምዐ።زيري لم يرى و لم يسمع شيئا.
ዚሪ ሐቴ ኢረአ ዲበ ካሜረት።لم يرى زيري شيئا في الكاميرا.
ዚሪ ሐቴ ዶር ሱዕለ።سعل زيري مرة أخرى.
ዚሪ ሐንበሶት ለአምር።زيري يحسن السّباحة.·زيري يعرف السّباحة.·يحسن زيري السّباحة.·يعرف زيري السّباحة.
ዚሪ ሐንቴ ዕጨት ተመሩ ሀለ።زيري تحت نخلته.
ዚሪ ሐኪም(ነርስ)ገብአት::أصبح زيري ممرضا.·زبري أصبح ممرضا.
ዚሪ ሐዋን ቱ።زيري سيء.·زيري ضعيف.·زيري جاسوس.
ዚሪ ሐየት ለሀድር ሰምዐ።سمع زيري أسدا يزأر.
ዚሪ ሐየት ለሐንርር ሰምዐ።سمع زيري أسدا يزأر.
ዚሪ ሐፍለት ህዳይ ስካነ ምድር ሐድረ።حضر زيري حفل الزّفاف للسّكان المحلّيّين.
ዚሪ ሐፍር አተላለ።واصل زيري الحفر.
ዚሪ ሒለቱ አህደረ።بذّر زيري من طاقته.
ዚሪ ሒለቱ አድከመ።بذّر زيري من طاقته.
ዚሪ ሓምቅ ቱ።زيري سيء.·زيري ضعيف.·زيري جاسوس.
ዚሪ ሓርቅ ሀለ።زيري غاضب.·زيري مجنون.
ዚሪ ሓርቅ መስል ዐለ።بدا زيري غاضبا.
ዚሪ ሓርቅ ዐለ።كان زيري حزينا.
ዚሪ ሓዚሁ አተላለ።واصل زيري بحثه.
ዚሪ ሓጀት ኢፈቅድ።زيري لا يذكر شيئا.
ዚሪ ሓጀት ጥዕም እግል ልብለዕ ሐዘ።أراد زيري أن يأكل شيئا لذيذا.
ዚሪ ሓጀት ፍንቲት ወደ።قام زيري بشيء مختلف.
ዚሪ ሔልማይ ቱ።دفتر يومياتك عندي.
ዚሪ ሔራር አስክ ቀደም አተላለ።واصل زيري السير إلى الأمام.
ዚሪ ሔዋናት ከደን ራቅብ ዐለ።كان زيري يراقب الحيوانات البرية.
ዚሪ ሕላይ ሰምዕ ዐለ።كان زيري يستمع إلى الموسيقى.
ዚሪ ሕላይ አተላለ።واصل زيري الغناء.
ዚሪ ሕሙም ዐለ።كان زيري مريضا.
ዚሪ ሕሱሰይ ዐለ።كان زيري قائما.·كان زيري مستيقظا.
ዚሪ ሕበዘት ሃምቦርገር በልዐ።أكل زيري فطيرة هامبورغر.
ዚሪ ሕንራር ወነን ለትመስል ክርን ሰምዐ።سمع زيري صوتا يشبه زئير النمر.
ዚሪ ሕዩር ሀለ መስል።يبدو توم في حيرة.
ዚሪ ሕዩር እት እንቱ ኬን በጥር ዐለ።كان زيري واقفا هناك، محتارا.
ዚሪ ሕያይ ዐለ ገቢእ፧هل كان زيري واعيا؟
ዚሪ ሕያይ ዐለ።كان زيري حيّا.
ዚሪ ሕጉዝ ዐለ።كانت عند زيري احتياجات.
ዚሪ መህሙም ዐለ።كان زيري حزينا.
ዚሪ መለልህየት አለቡ።زيري ليست عنده صديقة.
ዚሪ መላክም ቱ።زيري ملاكم.
ዚሪ መልህያሙ ሐመደ።شكر زيري زملاءه.
ዚሪ መልህያም ብኡ።لدى زيري أصدقاء.
ዚሪ መሐግዝ ማይ አለቡ።زيري ليس بحاجة للماء.
ዚሪ መሓሚ ገብአ።أصبح زيري محاميا.
ዚሪ መሓስብ ቱ።زيري محاسب.
ዚሪ መሕገዝ ዐለ ዲቡ።كانت عند زيري احتياجات.
ዚሪ መመዝዛይ(በዐል መዝ) መፍሬ ገብአ::أصبح زيري مدير إنتاج.
ዚሪ መረ እግል ልትአከር ቱ።سيتأخر زيري كثيرا.
ዚሪ መረ ጸዕደ ቱ።زيري شديد البياض.
ዚሪ መረድ ከልብ ብቱ።زيري مصاب بمرض الكلب.
ዚሪ መራት ጠርቀ።غرق زيري.
ዚሪ መርማሪ ቱ።زيري محقق.
ዚሪ መሰኡልየት ለምዳት ።تصرّف زيري بمسؤوليّة.
ዚሪ መሰደሳት ሁለ ጎሩ።لدى زيري مسدسات.
ዚሪ መሰደስ ሀለ ቡ።لدى زيري مسدسات.
ዚሪ መስተሽፈ በጽሐ።وصل زيري إلى المستشفى.
ዚሪ መስተይ ለሀይብ።زيري يقدم المشروبات.
ዚሪ መሽመሸ በልዐ።أكل زيري مشمشا.
ዚሪ መቅስናይ እሳት ቱ።زبري رجل إطفاء.
ዚሪ መብሽላይ ቱ።زيري طباخ.
ዚሪ መብቅያይ ቱ።زيري شخص خطير.
ዚሪ መተልሀዪ ምን ሸቅሊት ሐብሬ ለአተርብ ዐለ::كان زيري يشتري الألعاب على الانترنت.
ዚሪ መተንስያይ ዐለ::كان زيري يستمع.·كان زيري في الاستماع.
ዚሪ መታክል ብጎሩ።عند زيري مشاكل.
ዚሪ መትላማድ አተላለ።واصل زيري التدريب.
ዚሪ መትሓስባይ ቱ።زيري محاسب.
ዚሪ መትበክ አተ።دخل زيري المطبخ.
ዚሪ መትደይንቱ::زيري متدين.·زيري شخص متديّن.
ዚሪ መን አሰአለዩ፧من أخبر زيري؟
ዚሪ መንበረቱ ነብረ።نجى زيري.
ዚሪ መንበሮ እት ፈረንሳ ለአቤ።زيري يكره العيش في فرنسا.
ዚሪ መንቴሌ መልክ።زيري لديه أرنب.
ዚሪ መንቴሌ ቡ።زيري لديه أرنب.
ዚሪ መንቴሌ ብእቱ።زيري لديه أرنب.
ዚሪ መንደሊታት ነኣይሽ ለአቤ።زيري يكره المراقهين.
ዚሪ መንደላይ መስለ።بدى زيري شابا.
ዚሪ መንደላይ እት እንቱ ሞተ።مات زيري شابا.
ዚሪ መንጠሉን ቀይሕ ለብሰት::ارتدى ياني سروالا أحمرا.
ዚሪ መከኒኪ ገብአ።أصبح زيري ميكانيكيا.
ዚሪ መከይን ነኢሽ ከአፎ ክም ሰኔ እግል ልትዐለም ህለ እግሉ::على زيري ان يتعلم كيف يصلح عربته الصغيرة.
ዚሪ መካይን ለአክብ ዐለ።كان زيري يجمع السيارات.
ዚሪ መካይን ለአክብ።كان زيري يجمع السيارات.
ዚሪ መካይዱ አስነ።أحسن زيري أداءه.·تصرّف زيري جيّدا.·أحسن زيري التّصرّف.
ዚሪ መክሰብ ሻፍግ ሐዘ።أراد زيري الربح السريع.
ዚሪ መክብራይ ገብአ::أصبح زيري مراسلا صحفيا.
ዚሪ መዋዲቱ አስነ።أحسن زيري أداءه.·تصرّف زيري جيّدا.·أحسن زيري التّصرّف.
ዚሪ መውሀበት ብዲቡ::زيري بارع للغاية.
ዚሪ መውህበት ብእቱ::يملك زيري براعة.
ዚሪ መውዒ ብዙሕ ሰምዐ።سمع زيري للمزيد من الصراخ.
ዚሪ መደርባይ ዐለ።كان زيري مدربا.
ዚሪ መደርብ ዐለ።كان زيري مدربا.
ዚሪ መደይን ቱ።زيري متدين.·زيري شخص متديّن.
ዚሪ መደፍ ቡ።زيري لديه خروف.
ዚሪ መዲር ለመድረሰት ሐመደ።شكر زيري مدير المدرسة.
ዚሪ መድረሰት ጌሰ::ذهب زيري إلى المدرسة.
ዚሪ መጥዐም መልክ።زيري يملك مطعما.
ዚሪ መጥዐም ሪመ አክረበ።خرب زيري مطعم ريمة.
ዚሪ መጥዐም ቡ።زيري يملك مطعما.
ዚሪ መፍርሃይ ቱ።زيري مخيف.
ዚሪ ሚ ለብክ ሀለ?ماذا يدهن زيري؟
ዚሪ ሚ ለአፈርሁ ዐለ?ماذا أخاف زيري؟
ዚሪ ሚ ቀስድ ዐለ፧ماذا يقصد زيري؟
ዚሪ ሚ በህለቱ'ቱ፧ماذا يقصد زيري؟
ዚሪ ሚ እግል ሊዴ ክም ቀድር ምን ለአምር?من يعلم ما بإمكان زيري ان يفعله؟
ዚሪ ሚ ከትበ፧ماذا كتب زيري؟
ዚሪ ሚ ወዴ ሀለ?ماذا يفعل زيري؟
ዚሪ ሚ ዐቅም ክም ብእቱ ምን ለአምር?من يعلم ما بإمكان زيري ان يفعله؟
ዚሪ ሚ ዐይነት ማንጉስ ብዲቡ?ما نوع فاكهة المانغو التي هي عند زيري؟
ዚሪ ሚሎናይር ቱ።زيري مليونير.
ዚሪ ማሊ::زيري مالي.·زيري من المالي.
ዚሪ ማል አክረበ።بذّر زيري المال.
ዚሪ ማል ከስበ።ربح زيري مالا.·ربح زيري المال.·كان زيري يربح المال.
ዚሪ ማሽግ ሀለ።زيري يائس.
ዚሪ ማሽግ ምኑ ዐለ።كان زيري ميؤوسا منه.
ዚሪ ማይ ልውሕዝ ሰምዐ።سمع زيري ماءا يجري.
ዚሪ ማይ ሰተ።شرب زيري ماءا.
ዚሪ ማይ ኢለሐዜ።زيري ليس بحاجة للماء.
ዚሪ ማይ እቡ ወጅሁ ረሸ።رش زيري وجهه بالماء.
ዚሪ ማይ ጠርቀ።غرق زيري.
ዚሪ ማይት ዐለ።كان زيري ميّتا.·كان زيري قد مات.
ዚሪ ሜርሓይ ገብአ።أصبح زيري قائدا.
ዚሪ ምስ ወለት መልሀይ ለበ ልትሃጌ ዐለ።كان زيري يتحدث مع فتاة كان لها صديق.
ዚሪ ምስል ሐዳይስ መልዪም ተኣመረ።تعرف زيري على أصدقاء جدد.
ዚሪ ምስል መልሀይ ለበ ወለት ልትሃጌ ዐለ።كان زيري يتحدث مع فتاة كان لها صديق.
ዚሪ ምስል ሪመ ሀለ።زيري مع ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ ላሊ ትመየ።قضى زيري الليلة مع ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ ሐቴ ላሊ ትመየ።قضى زيري الليلة مع ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ መጃለሰት ዐለት እግሎም::كان زيري قريبا حقا من ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ ረግሰ።رقص زيري مع ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ ተሃጀከ::تحدث زيري مع ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ ተሃገ::تحدث زيري مع ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ ትሰሳዐ::رقص زيري مع ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ ኢትሃጌ::لن يتكلم زيري مع ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ እግል ልትሰሐቅ አንበተ።بدأ زيري يضحك مع ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ እግል ልግበእ ኢፈቴ።لا يريد زيري أن يكون مع ريمة.
ዚሪ ምስል ሪመ ደጋመ::تحدث زيري مع ريمة.
ዚሪ ምስል ብዕደት ወለት ዐለ::كان زيري مع فتاة أخرى.
ዚሪ ምስል ነፈር ብዕድ ዐለ።كان زيري مع شخص آخر.
ዚሪ ምስል አጀኒት ሙስልሚን ዐበ።نشأ زيري مع أطفال مسلمين.
ዚሪ ምስል እሙ ልትሃጌ ዐለ።كان زيري يتحدث مع أمه.
ዚሪ ምስል እሲቱ ልትጸበሕ ሀለ።زيري يتناول الغذاء مع زوجته.
ዚሪ ምስል እሲቱ ጸብሕ በልዕ ሀለ።زيري يتناول الغذاء مع زوجته.
ዚሪ ምስል ዎሮ ምነ ዲብ ሪመ እንቀዋቅሕ ለለክፈው ልትሃጀክ ዐለ::زيري يدردش مع أحد الأشخاص الذين رموا ريمة بالبيض.
ዚሪ ምስል ገሌ ምን መሳኒቱ ጠቢዐት እግል ልጋንሕ ጌሰ::ذهب زيري للتنزه في الطبيعة مع أحد أصدقائه.
ዚሪ ምስል ፖሊስ ልትሃጌ ሀለ።زيري يتحدث مع الشرطة.
ዚሪ ምስልዬ ሸቀ።عمل زيري معي.
ዚሪ ምነ ለብዕ ፈግረ።خرج زيري من الأدغال.
ዚሪ ምነ ሒለተ ብኡ እግል ልምሐክ ኢይኮ።سيبذل زيري كل ما بوسعه.
ዚሪ ምነ ሖድ ሪመ አፍገረ።أخرج زيري ريمة من الحوض.
ዚሪ ምነ መውዱዕ ፈግረ።خرج زيري عن الموضوع.
ዚሪ ምነ መድረሰት ፈግረት::غاز زيري المدرسة .
ዚሪ ምነ ሰልፍ ለሞተው ዐለ።كان زيير أوّل من مات.
ዚሪ ምነ ባር ጌሰ።غادر زيري المخمرة.
ዚሪ ምነ ቤት ምህሮ ትሰገገ።تخلى زيري عن الدراسة.
ዚሪ ምነ ታክስ ትከረ።نزل زيري من سيارة الأجرة.
ዚሪ ምነ አካን ጌሰ።غادر زيري المحل.·غادر زيري المتجر.
ዚሪ ምነ አወል ለትሃገው ዐለ።كان زيري أوّل من تكلّم.
ዚሪ ምነ ዕጨት ከረ።نزل زيري من الشجرة.
ዚሪ ምነ ደውለት ፈግረ።غادر زيري البلد.
ዚሪ ምኑ አሬመ::تجنب زيري ذلك.
ዚሪ ምን ህጁም ወነን ደሕነ።نجى زيري من هجوم من طرف نمر.
ዚሪ ምን መይት ህዬ?ماذا إن مات زيري؟
ዚሪ ምን መድረሰት ቀይብ ዐለ::كان زيري يتخلف عن المدرسة.
ዚሪ ምን ማሊ'ቱ::زيري مالي.·زيري من المالي.
ዚሪ ምን ረአስ ክርሲሁ ሰረ።قفز زيري من فوق كرسيه.
ዚሪ ምን ሪመ ሰላዲ እግል ትሰልፉ ሰአለየ።طلب زيري من ريمة أن تعيره مالا.
ዚሪ ምን ሪመ አግሩሽ እግል ተአሰልፉ ጠልበ ምነ።طلب زيري من ريمة أن تعيره مالا.
ዚሪ ምን ራቅቡ ኢለአምር።زيري لا يعلم من يراقبه.
ዚሪ ምን ሰደዩ?من ساعد زيري.
ዚሪ ምን ሳዐደዩ?من ساعد زيري؟
ዚሪ ምን ሼሪከት ዳል ቱ።زيري من شركة دال.
ዚሪ ምን ሼርከት IBM ቱ።زيري من شركة آي بي أم.
ዚሪ ምን ሽቅል እግል ልብጠር ለሐዜ ሀለ።زيري يريد أن يتقاعد.
ዚሪ ምን ሽቅል እግል ልትገሴ ለሐዜ ሀለ።زيري يريد أن يتقاعد.
ዚሪ ምን ሽቅል ድግናሁ ተመት::أُقيل زيري.·تمّت إقالة زيري.·طُرِد زيري من العمل.·تمّ طرد زيري من العمل.
ዚሪ ምን ብካይ በጥረ።كف زيري عن البكاء.·توقف زيري عن البكاء.
ዚሪ ምን ተስዊር በጥረ።أوقف زيري التصوير.·توقف زيري عن التصوير.
ዚሪ ምን ቱ ኢተአምር?ألا تعلم من هو زيري؟
ዚሪ ምን አስል ጀዛእሪ መስልيبدو زيرو من اصل جزائري
ዚሪ ምን አዳም ማል ሰርቅ ዐለ።كان زيري يسرق المال من الناس.
ዚሪ ምን አዳም ሰላዲ ሰርቅ ዐለ።كان زيري يسرق المال من الناس.
ዚሪ ምን ክሉ በጥረ::ألغى زيري كلّ شيء.
ዚሪ ምን ክም ራቅቡ ኢለአምር።زيري لا يعلم من يراقبه.
ዚሪ ምን ዐድ ብዕደት ቱ።زيري من بلد آخر.
ዚሪ ምን ደውለት ብዕደት ቱ።زيري من بلد آخر.
ዚሪ ምን ድላለቱ እት ልስዔ ፈረ።فر زيري من خيمته راكضا.
ዚሪ ምን ጀዲድ መበል ገብአ።زيري أعزب من جديد.
ዚሪ ምንለ ገብአ ልግባእ አዝመ::ألغى زيري كلّ شيء.
ዚሪ ምድር ረክበት::حُجِر زيري.
ዚሪ ሞተ።توفي زيري.
ዚሪ ረስም ትረስም ዐለት::كان زيري يدهن.·كان زيري يرسم لوحة.
ዚሪ ረአዩ ቀየረ።غير زيري رأيه.
ዚሪ ረአይ።رآها زيري.
ዚሪ ረአ።نظر زيري.·شاهد زيري.·كان زيري ينظر.·كان زيري يشاهد.
ዚሪ ረዪም ለሀለ መስል።لدى زيري بعيدا.
ዚሪ ረዪም ቱ።كان زيري طويل القامة.
ዚሪ ረያም ብጥረቱ ዐለ።كان زيري طويل القامة.
ዚሪ ሪመ ለሐዜ።زيري يحتاج ريمة.·زيري بحاجة لريمة.
ዚሪ ሪመ ለሐዝየ ኢዐለ።لم يكن زيري يرغب في ريمة.
ዚሪ ሪመ ለቤለቱ ፈህመዩ።فهم زيري ما قلته ريمة
ዚሪ ሪመ ለቤለቱ ፈህመ።فهم زيري ما قلته ريمة
ዚሪ ሪመ ለፈቴ ነፈር ቱ።زيري شخص يحب ريمة.
ዚሪ ሪመ ልትላኬ " ዐመቶ።"زيري ينادي ريمة "عمتي."
ዚሪ ሪመ ሐመደ።شكر زيري ريمة.
ዚሪ ሪመ ምን ክም ተ ለሐብር።زيري يذكر من تكون ريمة.
ዚሪ ሪመ ምን ክም ተ ዘክር።زيري يذكر من تكون ريمة.
ዚሪ ሪመ ረክበ።وجد زيري ريمة.
ዚሪ ሪመ ሰውር ሀለ።زيري يصوّر ريمة.
ዚሪ ሪመ ተምተመ።لمسَ زيري ريمة.
ዚሪ ሪመ ታለ።تبع زيري ريمة.
ዚሪ ሪመ ትካረፈ።طارد زيري ريمة.
ዚሪ ሪመ ነክሸ፡عضّ زيري ريمة.
ዚሪ ሪመ አስአለ።أخبر زيري ريمة.
ዚሪ ሪመ አስክ አልጀዛእር እግል ልንሰአ ቱ።سيأخذ زيري ريمة إلى الجزائر.
ዚሪ ሪመ አፍረሀ።أخاف زيري ريمة.·أفزع زيري ريمة.
ዚሪ ሪመ ኢጠልመ።لن يتخلى زيري عن ريمة.
ዚሪ ሪመ ኢፈርህ።زيري لا يخاف ريمة.
ዚሪ ሪመ እ ትእቴ ትቀሰበ።اضطر زيري لترك ريمة تدخل.
ዚሪ ሪመ እንዴ ኢተዐርዩ ታክሲ ትጸዐነ።ركب زيري سيارة أجرة قبل أن تلحق به ريمة.
ዚሪ ሪመ ዐረብየት ወቅት ስጃረት ሰቴ ለአቤ።زيري يكره حين تدخن ريمة في السيارة.
ዚሪ ሪመ ዐዝመ።وعد زيري ريمة.
ዚሪ ሪመ ይዐዝመየ።لم يدعو زيري ريمة.
ዚሪ ሪመ ጋበለ።قابل زيري ريمة.·التقى زيري بريمة.·تعرّف زيري على ريمة.
ዚሪ ሪመ ፋጅአ።فاجأ زيري ريمة.
ዚሪ ሪመኢፈቴ።زيري لا يحب ريمة.
ዚሪ ሪመኢፈትየ።زيري لا يحب ريمة.
ዚሪ ሪማ ተአቤ።زيري لا يحب ريمة.·كان زيري يكره ريمة.
ዚሪ ራበዒይ’ቱزيري هو الرابع.
ዚሪ ራዲ ቱ።زيري راض.·زيري يشعر بالرّضى.
ዚሪ ርሑ ቀትለ ።انتحر زيري.·قتل زيري نفسه.
ዚሪ ርሑ ብሕት የዐለ።لم يكن زيري واعيا.
ዚሪ ርቡሽ ዐላ።كان زيري حزينا.
ዚሪ ርኢስ መዲነት ገብአ።أصبح زيري عمدة.·أصبح زيري رئيس بلدية.
ዚሪ ርኢስ ገብአ።أصبح زيري رئيسا.
ዚሪ ርክሰት ቡ።زيري عنده ترخيص.
ዚሪ ርያደት ኢፈቴ።زيري يكره الرياضة.·زيري لا يحب الرياضة.
ዚሪ ርያደት ፈቴ::زيري يحب الرياضة.
ዚሪ ሮማንሲ ቱ።زيري رومنسي.
ዚሪ ሮማይ ቱ።زيري جميل.·زيري وسيم.
ዚሪ ሰለጠት ሸቀ።أعد زيري السلطة.
ዚሪ ሰለጠት ወደ።أعد زيري السلطة.
ዚሪ ሰልዐት ቱ።زيري أصلع.
ዚሪ ሰልፍ ለትዐወተ ዐለ።كان زيري أوّل من فاز.
ዚሪ ሰልፍ ኩሉ ሁቱ’ቱ ለ’ሰተ።كان زيري أوّل من شرب.
ዚሪ ሰሐሐዩ።صححه زيري.·صححها زيري.
ዚሪ ሰሐቀ።ضحك زيري.
ዚሪ ሰሓፊ ገብአ።أصبح زيري صحفيا.
ዚሪ ሰምዓ.استمع زيري.
ዚሪ ሰረ።قفز زيري.
ዚሪ ሰባብ ቱ።زيري سيء.·زيري ضعيف.·زيري جاسوس.
ዚሪ ሰብ ሞላድ አለቡ።لم يكن عند زيري أي أقارب.
ዚሪ ሰብረየን።كسرهم زيري.·كسرهنّ زيري.
ዚሪ ሰተዮም።شربهم زيري.·شربهنّ زيري.
ዚሪ ሰቴ የዐለ።لم يكن زيري يشرب.
ዚሪ ሰቴት::ثملَ زيري.
ዚሪ ሰኒ ህለ::زيري بخير.·إن زيري بخير.·زيري على ما يرام.
ዚሪ ሰኒ ለአምር።زيري أعلم.
ዚሪ ሰኒ ሐለ።غنّى زيري جيّدا.·غنّى زيري بشكل جيّد.
ዚሪ ሰኒ መስል ሀለ።يبدو زيري جيدا.
ዚሪ ሰኒ መስል።يبدو زيري بخير.·يبدو زيري طيبا.
ዚሪ ሰኒ ረዪም ሀለ።زيري بعيد جدّا.
ዚሪ ሰኒ ረዪም ዐለ።كان زيري طويلا للغاية.
ዚሪ ሰኒ ትኩርቱ::زيري بارع للغاية.
ዚሪ ሰኒ ዓቅል’ቱ።زيري عبقري.
ዚሪ ሰአል።اسأل زيري.·اطلب من زيري.
ዚሪ ሰአዮብ ባትክ ምኑ ዐለ::كان زيري ميؤوسا منه.
ዚሪ ሰከበ፡፡نام زيري.·كان زيري نائما.
ዚሪ ሰኪን ዐለት ምስሉ።كان زيري مسلحا بسكّين.
ዚሪ ሰክበት፡፡نام زيري.·كان زيري نائما.
ዚሪ ሰክብ ህለ፡፡زيري نائم.
ዚሪ ሰኮትሽ ሰቴ ዐለ።كان زيري يشرب السكوتش.
ዚሪ ሰወርኩዉ።التقطت صور لزيري.
ዚሪ ሰውር ሀለ።زيري يصور.
ዚሪ ሰውግ ዐለ።ساق زيري.·كان زيري يسوق.
ዚሪ ሰደይት ረክበ::تلقى زيري المساعدة.
ዚሪ ሰፈረ።صفّر زيري.
ዚሪ ሰፈሩ አተላለ።واصل زيري سفره.
ዚሪ ሳበረየን።كسرهم زيري.·كسرهنّ زيري.
ዚሪ ሳበረዮም።كسرهم زيري.·كسرهنّ زيري.
ዚሪ ሳክር ዐለ።كان زيري ثملا.·كان زيري تحت تأثير المخدّرات.
ዚሪ ሳፍር ዐለ።كان زيري يسافر.
ዚሪ ሴድያይ ቱ።زيري شحص عطوف.
ዚሪ ሴፍ ካታነ ዐለ እግሉ።كان لدى زيري سيف كاتانا.
ዚሪ ስለሕ ባሩድ አምጸአ።أحضر زيري أسلحة نارية
ዚሪ ስሉጥቱ::زيري لحوح.·زيري متسلط.
ዚሪ ስልሲሁ በልዐ።تناول زيري صلصته.
ዚሪ ስሕር እግል ልውዴ አንበተ።بدأ زيري يمارس السحر.
ዚሪ ስም ኢዐዝመየ።لم يدعو زيري ريمة.
ዚሪ ስስዒት ኢልአምር::زيري لا يعرف الرقص.
ዚሪ ስቃድ ረዴ።زيري يحب ممارسة الجنس.
ዚሪ ስቡር ህለ።زيري محطم.
ዚሪ ስታይ አተላለ።واصل زيري الشرب.
ዚሪ ስጃረት ሐሺሽ ሰቴ።زيري يدخن الحشيش.
ዚሪ ስገ ደወርህ ለአቤ።زيري يكره لحم الدّجاج.
ዚሪ ስገ ደወርህ ኢፈቴ።زيري يكره لحم الدّجاج.
ዚሪ ስገ ዲርሆ ኢፈቴ።زيري يكره لحم الدّجاج.
ዚሪ ስጋዱ ሰብረ።كسر عنقه زيري.
ዚሪ ሸራር ቱ።زيري سيء.·زيري ضعيف.·زيري جاسوس.
ዚሪ ሸራር ዐላكان زيري شريرا.
ዚሪ ሸቄ ዐለ::كان زيري يعمل.
ዚሪ ሸትል ሪመ አስተ።قام زيري بسقي نباتات ريمة.
ዚሪ ሸነባት ኢለሐዜ።زيري لا يحتاج لشوارب.
ዚሪ ሸነባት ኢለአትሐዝዩ።زيري لا يحتاج لشوارب.
ዚሪ ሸንከት መድረሰት ጌሰት::سار زيري نحو المدرسة.
ዚሪ ሸንከት ሪመ ትወጀሀ ወትሳለመየ።ذهب زيري إلى ريمة و حياها.·توجه زيري إلى ريمة و حياها.·سار زيري باتجاه ريمة و حياها.
ዚሪ ሸክወት ትፈተሐት እቡ።تم التبليغ بزيري.
ዚሪ ሹሉሕ ቱ።زيري نحيف.
ዚሪ ሺን ጼነ።شم زيري بولا.
ዚሪ ሻጥር ቱ።زيري ذكي.
ዚሪ ሻጥር ዐለ።كان زيري ذكيا.
ዚሪ ሻፍግ ዐለ።كان زيري سريعا.
ዚሪ ሼጣን ለዐብድ።زيري يعبد الشّيطان.
ዚሪ ሼጣን ትበደለ።تحول زيري إلى مصاص دماء
ዚሪ ሽቅል ገይስ ሀለ።زيري ذاهب إلى العمل.
ዚሪ ሽን ጼነ።شم زيري بولا.
ዚሪ ሽኩኩ ቡ።زيري لديه شكوكه.
ዚሪ ሽግል ልፍረር ለሐዜ።زيري يريد الفرار.
ዚሪ ቀልሕ ዐለ።كان زيري يتقيأ.
ዚሪ ቀርበ።اقترب زيري.
ዚሪ ቀርቤኒ።اقترب زيري مني.
ዚሪ ቀርብ::زيري يقترب.
ዚሪ ቀርአ።درس زيري.·قرأ زيري.·طالع زيري.
ዚሪ ቀርእ ዐለ።كان زيري يقرأ.·كان زيري يطالع.
ዚሪ ቀሺ ቱ።زيري قس.
ዚሪ ቀባእሊ ቱ።زيري قبائلي.
ዚሪ ቀንጸ።قام زيري.·نهض زيري.·وقف زيري.
ዚሪ ቀንጻكان زيري قائما.·كان زيري مستيقظا.
ዚሪ ቀይሕ ዕንቦበ ጠልበት::طلب زيري ورودا حمراء .
ዚሪ ቀድባን ሀለ።زيري غاضب.·زيري مجنون.
ዚሪ ቀጢን ቱ።زيري نحيف.
ዚሪ ቃሎት አውደ።أحدث زيري ضجّة.
ዚሪ ቃሎት ወደ።أحدث زيري ضجّة.
ዚሪ ቃበት ወጠንየት ዞረ።زرا زيري غابة وطنيّة.
ዚሪ ቃንጽ ዐለ።كان زيري قائما.·كان زيري مستيقظا.
ዚሪ ቃይብ ሀለ።زيري غائب.·زيري ليس هنا.
ዚሪ ቅሩብ ሞት ሀለ።زيري يحتضر.·اقترب أجل زيري.·أيّام زيري معدودة.·أوشك زيري على الموت.·زيري يقترب من الموت.·زيري يوشك على الموت.·لم يتبقّى لزيري الكثير كي يموت.
ዚሪ ቅራአት አተላለ።واصل زيري القراءة.·واصل زيري المطالعة.
ዚሪ ቅሰስ ግሩም ከትበ።يكتب زيري قصصا مذهلة.
ዚሪ ቓንጽ ዐለ።كان زيري قائما.·كان زيري مستيقظا.
ዚሪ በሊስ ፍንቱይ ቀደመ።قدم زيري إجابة مختلفة.
ዚሪ በልዐየ።أكلهم زيري.·أكلهنّ زيري.
ዚሪ በልዐ።أكل زيري.·أنهى زيري الأكل.
ዚሪ በሐር ጠርቀ።غرق زيري.
ዚሪ በሲር ቱ።زيري أعمى.
ዚሪ በኑ ሞተ።مات زيري وحده.
ዚሪ በኑ ነብር ዐለ።عاش زيري بمفرده.
ዚሪ በከ።بكى زيري.·كان زيري يبكي.
ዚሪ በኬ ሀለ።زيري يبكي.
ዚሪ በኬ ዐለ።بكى زيري.·كان زيري يبكي.
ዚሪ በክቱ ሰነ።زيري حالفه الحظ.
ዚሪ በዐል መባጥር ዐለ::كان زيري شخصا منطقيا.
ዚሪ በዐል መደረት ቱ።زيري شخص خطير.
ዚሪ በዐል አከይ አደብቱ::زيري سيئ.·زيري سيء الخلق.
ዚሪ በዐል ዘንብ ቱ።زيري مذنب.
ዚሪ በዐል ዚነት ገብአ::أصبح زيري شخصا شهيرا.
ዚሪ በዐል ዲን ቱ።زيري متدين.·زيري شخص متديّن.
ዚሪ በይኑ ነብር ነብረ።عاش زيري بمفرده.
ዚሪ በይኑ ኢመይት።زيري لن يموت وحده.
ዚሪ በይን ገድዐ’ቱكان زيري يشعر بالوحدة.
ዚሪ በደ ወ እት አካን ብዕደት ትረአ።اختفى زيري و ظهر في مكان آخر.
ዚሪ በደ።اختفى زيري.
ዚሪ በዳን ቱ።زيري قذر.
ዚሪ በጥር ዐለ።كان زيري قائما.·كان زيري مستيقظا.
ዚሪ በጽሐ።وصل زيري.
ዚሪ ቢረ ሰቴ።زيري يشرب الجعة.
ዚሪ ቢትዛ ፈቴ ዐለ።كان زيري يحب البيتزا.
ዚሪ ባሎናት ቡ።عند زيري بالونات.
ዚሪ ባስቦል ልርኤ ዐለ።شاهد زيري البيسبول.·شاهد زيري كرة المضرب.·كان زيري يشاهد البيسبول.·كان زيري يشاهد كرة المضرب.
ዚሪ ባስቦል ተልሀ።لعب زيري البيسبول.·لعب زيري كرة المضرب.
ዚሪ ባስቦል ትፈረጀ።شاهد زيري البيسبول.·شاهد زيري كرة المضرب.·كان زيري يشاهد البيسبول.·كان زيري يشاهد كرة المضرب.
ዚሪ ባስከዊት ለአዘቤ ዐለ።كان زيري يبيع البسكويت.
ዚሪ ባስኬትቦል ልተልሄ ሀለ።زيري يلعب كرة السلة.
ዚሪ ባብ ገርግፍ ዐለ።كان زيري يطرق على الباب.
ዚሪ ባጥር ዐለ።كان زيري قائما.·كان زيري مستيقظا.
ዚሪ ቤት መጽአት::عاد زيري للمنزل.
ዚሪ ቤት አቅበለት::عاد زيري للمنزل.
ዚሪ ቤት አተ።دخل زيري المنزل.
ዚሪ ቤት ጌሰ።عاد زيري إلى المنزل مشيا على الأقدام.
ዚሪ ብለዕ አትመመ።أكل زيري.·أنهى زيري الأكل.
ዚሪ ብለዕ አንበተ።بدأ زيري يأكل.
ዚሪ ብልዐት አተላሌት::واصل زيري الأكل.
ዚሪ ብሩሕ ቱ።زيري أصلع.
ዚሪ ብራቁ ዐለ።كان زيري عاريا.
ዚሪ ብርጪቅ ቀይሕ በልዐ።أكل زيري بطّيخا أحمرا.
ዚሪ ብርጪት ቀየሕ ለዐባይ ፈቴ።زيري يحب البطيخات الحمراء الكبيرة.
ዚሪ ብቲክ ቀይሕ በልዐ።أكل زيري بطّيخا أحمرا.
ዚሪ ብካን አንበተ።بدأ زيري يبكي.
ዚሪ ብካይ አምበቴት::بدأ زيري يبكي.
ዚሪ ብዕዳም እግል ልእመን ኢቀድር።لا يمكن لزيري أن يثق بالآخرين.
ዚሪ ብዕድ ሓጃት ወዴ ዐለ።كان زيري يقوم بأشياء أخرى.
ዚሪ ብዙሕ ትጸበረ።انتظر زيري طويلا.
ዚሪ ብጉዕ ቡ።زيري لديه خروف.
ዚሪ ብጉዕ ትዛበ።اشترى زيري غنما.
ዚሪ ብግዕት ብጎሩ።لدى زيري غنم.
ዚሪ ቦሊስ አሰእለ።أخبر زيري الشّرطة.
ዚሪ ቦኬር ልተልሄ ዐለ።لعب زيري البوكير.·كان زيري يلعب البوكير.·لعب زيري لعبة البوكير.·كان زيري يلهب لعبة البوكير.
ዚሪ ተሀርበበ።ذهب زيري.·رحل زيري.·غادر زيري.·انصرف زيري.
ዚሪ ተሀርገተ።نعس زيري.·شعر زيري بالنّعاس.
ዚሪ ተሃገ።تحدث زيري.·تكلم زيري.·كان زيري يتحدّث.·كان زيري يتكلّم.
ዚሪ ተለፎኑ ምስሉ ለከመዩ::أخذ زيري هاتفه معه.
ዚሪ ተለፎኑ ምስሉ ነስአዩ::أخذ زيري هاتفه معه.
ዚሪ ተለፎኑ አውደቀ።أسقط زيري هاتفه.
ዚሪ ተለፎን ትነፈዐ።استعمل زيري الهاتف.
ዚሪ ተሐረረ።تم تحرير زيري.
ዚሪ ተሐት ነብር ::زيري يسكن في الأسفل.·زيري يسكن في الطابق السفلي.
ዚሪ ተሓረበ።حارب زيري.·تعارك زيري.
ዚሪ ተሓሰበ (ትጃዘ)።عوقب زيري.·تمت معاقبة زيري.
ዚሪ ተሓከመ።تمت محاكمة زيري.
ዚሪ ተምተመዩ።لمسه زيري.·لمسها زيري.
ዚሪ ተርኪስ ቡ።زيري عنده ترخيص.
ዚሪ ተቅዪር ፈቴ ዐለ።كان زيري يحب التغيير.
ዚሪ ተባክ ቱ።زيري طباخ.
ዚሪ ተአከረ።زيري متأخّر.
ዚሪ ተወክ ብኡ።لدى زيري مشكل.
ዚሪ ተዐመጠ።اغتُصب زيري.·تعرّض زيري للاغتصاب.
ዚሪ ተዐመጸ።اغتُصب زيري.·تعرّض زيري للاغتصاب.
ዚሪ ተዐወተ ምስል?هل تعتقد أن زيري فاز؟
ዚሪ ተዐዘበ።عُذّب زيري.·تعرّض زيري للتّعذيب.
ዚሪ ተዐጀበ::زيري معجب.·تفاجأ زيري.·كان زيري منبهرا.·أصيب زيري بالدّهشة.
ዚሪ ተድሪብ አተላለ።واصل زيري التدريب.
ዚሪ ተጥቢቅ ዋትስኣብ ከረ።حمل زيري تطبيق واتساب.
ዚሪ ተጥዒም ነስአት::تلقى زيري اللقاح.·قام زيري باللقاح.
ዚሪ ቱ ለቤለየ እለ።زيري من قال ذلك.
ዚሪ ታጅር ቱ።زيري ثري.·زيري غني.
ዚሪ ት ደንጎበ በጥረ።توقف زيري في النهاية.
ዚሪ ትለወቀ (ፈርሐ)።بدا زيري سعيدا.
ዚሪ ትሌኒ::تبعني زيري.
ዚሪ ትልህየ ቅማር ደመረቱ።دمر القمار زيري.
ዚሪ ትልህየ አተላለ።واصل زيري اللعب.
ዚሪ ትም በል።اسكت يا زيري.
ዚሪ ትም እት ልብል ሄራር አተላለ።واصل زيري السير في صمت.
ዚሪ ትም እት ልብል ግያስ አተላለ።واصل زيري السير في صمت.
ዚሪ ትረከበ።حدد مكان زيري.·تم تحديد مكان زيري.
ዚሪ ትሩድ ቱ።زيري قوي.
ዚሪ ትሰለ።صلى زيري.
ዚሪ ትሰሐቀ።ضحك زيري.
ዚሪ ትሰገገ።طورد زيري.·تمت مطاردة زيري.
ዚሪ ትሸልተፈ ወእግል ልውደቅ ሐዘ።زلق زيري و كاد يسقط.
ዚሪ ትቀተለ።قُتِل زيري.
ዚሪ ትቀደመ።تقدم زيري.
ዚሪ ትቀጸዐ።عوقب زيري.·تمت معاقبة زيري.
ዚሪ ትነከሸ።لُذغ زيري.·لُسع زيري.
ዚሪ ትንፋስ አድሐነት::كان زيري ينقذ الأرواح.
ዚሪ ትከረ።نزل زيري.
ዚሪ ትካረፈዉ።طورد زيري.·تمت مطاردة زيري.
ዚሪ ትክ እንዴ ቤለ አስክ በረ ወለበ።توجه زيري مباشرة إلى الخارج.
ዚሪ ትክለ ረአ።رأى زيري ذئبا.
ዚሪ ትክለ እብ ጠልገት ቀትለ።أطلق زيري النار على الذئب.
ዚሪ ትደርጋገ::انهار زيري.
ዚሪ ትደፈነ ።دفن زيري.·تم دفن زيري.
ዚሪ ትዳገኔኒ::طردني زيري.
ዚሪ ትጃዘ።عُذّب زيري.·تعرّض زيري للتّعذيب.
ዚሪ ትጠረደ።طورد زيري.·تمت مطاردة زيري.
ዚሪ ትፈህመዩ።فهم زيري الأمر.
ዚሪ ትፈሕ ለሀይቡ።زيري يعطيه التفاح.·زيري يقدم له التفاح.
ዚሪ ትፈረደ።تمت محاكمة زيري.
ዚሪ ቺዋዋ ቡ።زيري لديه كل شيواوا.
ዚሪ ቺዋዋ ብቱ።زيري لديه كل شيواوا.
ዚሪ ቼስ ልተልሄ ዐለ።لعب زيري الشطرنج.
ዚሪ ቼቪ ለትትበሀል ማንኪነት ሰውግ::ساق زيري سيارة شيفروليه.
ዚሪ ነሃኢ ኢመጽአ።لم يأتي زيري أبدا.
ዚሪ ነሃኢ ኢበኬ።زيري لا يبكي أبدا.
ዚሪ ነስአየን።أخذهم زيري.·أخذهنّ زيري.
ዚሪ ነስአዮም።أخذهم زيري.·أخذهنّ زيري.
ዚሪ ነስአ።أخذ زيري.

← Back to search